ናይ ውህደት/ኢንተግራሲዮን ትምህርቲ/ኮርስ
ምስ ድሌታትኩም ዝኸይድ ናይ ቓንቓ ትምህርቲ ትደልዩ ኣለኹም፣
ንናይ ዜጋ ሙኻን ዝጠቅም ትምህርቲ/ኮርስ ትደልዩ ኣለኹም፣
ኣብ ናይ ኣደን ህጻንን ጉዳያት/ኣስተምህሮ ክትከዱ ትደልዩ ኣለኹም፣
ንዓኹም ኣብ ናይ መዓልታዊ ናብራ ኣብ ሲዊዘርላንድ ብቀሊሉ ዝሕግዝ ናይ ውህደት/ኢንተግራስዮን ትምህርቲ ትደልዩ ኣለኹም፣
እዚ ኹሉ ኣብ ናህና ዳታባንክ (Datenbank) ናይ ውህደት/ኢንተግራሲዮን ትምህርቲ ብቀሊሉ ይርከብ።
ስለዚ፣
-
ንቕልጡፉን ድሑሩን ቖጻራ ኣብ ሓደ ካንቶን ወይ ዱማ ምምሓዳር/ገማይንደ ሓደ መደብ/ካታጎሪ ምረጹ
-
ብፍሉይ ንሓደ ዝተወሰነ ኣገልግሎት ወሃቢ እንተ ደሊኹም ‚ኣዳላዊ‘ ኣብ ትሕቲ ዝብል መደብ/ካታጎሪ ምረጹ