Living in Switzerland – Information and counselling online  

ኣብ ስዊዘርላንድ ምቕማጥ

ኩነታት መነባብሮ ህይወት ናይ ሓደ ሓታቲ ዑቕባ፡ ግዝያዊ መንበሪ ፍቓድ ዝተዋህበ ሰብ ከምኡ ድማ ስደተኛ ዝውሰን ብመሰረት ሰበ ስልጣን ስዊዘርላንድ ዝህብዎ ዓይነት ወረቐት እዩ።

ኣብዚ ዓምዲ: ስራሕ , መንበሪ, መንበሪ ፍቓድ , ምጥርናፍ ስድራ ቤት, መርዓ , ትምህርትን ስልጠናን , ጥዕና

Related links: