Living in Switzerland – Information and counselling online  

ጥዕና

ሓተቲ ዑቕባ፡ መሰረታዊ ዝኾነ ናይ ሕክምና ክንክን ኪረኽቡ መሰል ኣለዎም፡ ነገር ግን ሓኪም ናይ ምምራጽ ናጽነት ኣይወሃቦምን እዩ። ኽሕከሙ እንተ ሓሲቦም (ናይ ህጹጽ ሕክምና እንተ ዘይኮይኑ ) ብመሰረት ኣቐዲሙ ዝቐረበ ሕቶን ተቐባልነት ዝረኸበን እዩ ዝፍጸም።
ግዝያዊ ፍቓድ ዝተዋህቡን ናይ ስደተኛ ኣፍልጦ ዝረኸቡ ስደተኛታትን ልክዕ ከምቲ ኩሉ ኣብ ስዊዘርላንድ ዝነበር ሰብ ናይ ጥዕና ኢንሹራንስ ምስ ሓንቲ ኢንሹራንስ ካምፓኒ ኪህልዎም ይግደዱ እዮም። ኣድላይ ኣብ ዝኾነሉ፡ ዝተሓተ ፕሪም (ኣብ ነፍሲ ወከፍ ንኢንሹራንስ ንኸፍሎ ገንዘብ ) ናይ ምምራጽ መሰል ኣለዎም።

ኣብዚ ዓምዲ: ስራሕ , መንበሪ, መንበሪ ፍቓድ , ምጥርናፍ ስድራ ቤት, መርዓ , ትምህርትን ስልጠናን , ጥዕና

Related links: