Living in Switzerland – Information and counselling online  

መርዓ ከይፈጸምካ ብሓባር ምንባር

ኣብ ስዊዘርላንድ ናይ ሓባር ህይወት ዚመርሑ ተመሳሰልቲ ጾታ ቍጽሮም እናወሰኸ እዩ ዚኸይድ ዘሎ። እዞም ሰባት ሎሚ ዝምድናኦም ብወግዒ ንኼመዝግቡ ተኽእሎ ኣለዎም። በዚ ከኣ ወዲ ምስ ወዲ ሓዳር ኪግብሩ ዝደልዩ ኣብ ትሕቲ ሕጋዊ ሽርክነት ኪምዝገቡ ይኽእሉ እዮም።

ኣብዚ ዓምዲ: ምዝጉባት ሰብ ሓዳር ተመሳሰልቲ ጾታ , themen/ehe/partnerschaft/konkubinat