Living in Switzerland – Information and counselling online  

ለቓሕ

ዘለኩም ሕሳብ ተራእዩ ገንዘብ ክትልቅሑ ወይ ብሊዚን ማኪና ክትዕድጉ ትሓስቡ እንተለኹም፡ ሕጊ ለቓሕ ኣብ ሃልኪ ክትርእዩ ከድልየኩም እዩ። ቕድሚ ደረት መጠን ኣብ ባንክ ዘሎ ሕሳብና ምሕላፉን ውዕል ለቓሕ ወይ ሊይዚን ቅድሚ ምፍራምናን ብዛዕባ ሕጊ ለቓሕ ኣብ ሃልኪ ከመይ ከም ዝመስል እኹል ሓበሬታ ክንረክብ ኣገዳሲ እዩ።

ኣብዚ ዓምዲ: ሞርጌጅ, ናይ ግሊ ለቓሕ, ሊይዚን

Related links: