Living in Switzerland – Information and counselling online  

ክፍሊት

ኣብ ስዊዘርላንድ ንኽትዕድጉ፡ ንዝተዋህበኩም ኣገልግሎትን ቅብሊትን ንምኽፋል ዘኽእለኩም ብዙሕ ዓይነት ምርጫታት ወይ ኣገባባት ኣሎ። ባንክን ፖስትን በዚ መገዲ እዚ ኣገልግሎት ክህባኹም ይኽእላ እየን።

ኣብዚ ዓምዲ: ክፍሊት ምስግጋር, ናብ ወጻኢ ገንዘብ ምልኣኽ, ናይ ባንክን ለቓሕን ካርድታት

Related links: