Living in Switzerland – Information and counselling online  

ቆልዑ

ቆልዑ፡ ብከም ናይ ስድራ ቤት ሓኪም ኮይኑ ዜገልግል ናይ ህጻናት ሓኪም ሕክምናዊ ክትትል ኪግበረሎም ኣለዎ። ከም ልሙድ ናይ መጀመርያ ምብጻሕ ናብ ሓኪም ህጻናት ዝጅምር እቲ ህጻን ሓደ ወርሒ ምስ መለኦ እዩ። ናይ ህጻናት ሓኻይም ንክሳብ 18 ዝዕድመኦም መንእሰያት ይሕክሙ።

ኣብዚ ዓምዲ: ክታበት , ቍጽጽር ጂነኮሎጂ ምግባር

Related links: