Living in Switzerland – Information and counselling online  

ሕክምናዊ ሓገዝ ንወረቐት ዘይብሎም

ወረቐት ዘይብሎም፡ ሕጋዊ ዝኾነ ፍቓድ መንበሪ ዘይብሎም ሰባት ከምኡ ኸኣ ሓተቲ ዑቕባን ዑቕባኦም እተነጽገ ሰባትን መብዛሕቲኡ እዋን ናይ ጥዕና መድሕንን ሕክምናዊ ሓገዝን ናይ ምርካብ ዋላ ሓንቲ ኣጋጣሚ የብሎምን ወይ ከኣ እኹል ዘይኮነ ሕክምናዊ ሓገዝ ጥራይ እዮም ኪረኽቡ ዚኽእሉ።

ኣብ ስዊዘርላንድ ንወረቐት ዘይብሎም ሕክምናዊ ሓገዝ ዝህባ እተፈላለያ ውድባት ኣለዋ።

Related links: