Living in Switzerland – Information and counselling online  

ንስደተኛታት ዝቕበላ ኣገልግሎታት

ኣብ ስዊዘርላንድ፡ ብዙሓት ኣገልግሎት ምቕባል ንስደተኛታት ዝህባ ኣለዋ። እዘን ኣገልግሎታት እዚኤን፡ ብዛዕባ መዓልታዊ ህይወት ኣብ ስዊዘርላንድ ዝምከት ሓበሬታ የቕርባ፡ ንስደተኛታት ኣብቲ ንኽወሃሃዱ ዚገብሩዎ ጻዕሪ ይደጋገፋ፡ ዝኾነ ዓይነት ጽገማት ምስ ዝኽሰት ከኣ ምኽሪ ይህባ።

Related links: