Living in Switzerland – Information and counselling online  

ማሕበረ ኮም ቡድሂስት

ናይ ስዊዘርላንድ ቡድሂስት ወይ ካብ ኤስያ (ብትውልዶም ቡድሂስት ዝኾኑ ) ዝመጹ ወይ ከኣ ኣብ ጕዕዞ ህይወቶም ን"መገዲ ቡድሃ" ኪኽተሉ ዝወሰኑ እዮም። ስለዚ ኸኣ ኣብ ስዊዘርላንድ ቡድሂስት ዜማሓድርዎ ቤት መቕደሳትን ማእከላት ምስትንታንን ኣዚዮም እተፈላለዩ እዮም።

Related links: