Living in Switzerland – Information and counselling online  

ጉጅለታት እምነት ሂንዱ

ልዕሊ 50000 ዝኾኑ ተኸተልቲ እምነት ሂንዱ ኣብ ስዊዘርላንድ ይነብሩ። መብዛሕቲኦም ደቂ ስሪላንካ ኮይኖም ካብ ዓዶም ከም ስደተኛታት ኮይኖም እዮም መጺኦም። ብዘይካ ታሚል፡ ኣስታት 8000 ዝኾኑ ሂንዱ ደቂ ህንድን ናብ እምነት ሂንዱነት እተለወጡ ኣስታት 7000 ደቂ ምዕራባውያንን ኣለዉ። ናይ ነፍሲ ወከፍ ሃይማኖታዊ ተግባራት ኣዚዩ እተፈላለየ እዩ።

ኣብዚ ዓምዲ: ቤት መቕደስ ሂንዱ ኣብ ስዊዘርላንድ

Related links: