Living in Switzerland – Information and counselling online  

ተኣዛዝነት ምኽፋል ግብሪ

ወጻእተኛታት ኣብ ስዊዘርላንድ ዚቕመጡ ግብሪ ይኸፍሉ እዮም።
  • ኣብ ስዊዘርላንድ ን30 ወይ ካብኡ ንላዕሊ መዓልታት እንተ ሰሪሖም፡
  • ኣብ ስዊዘርላንድ ን 90 ወይ ካብኡ ንላዕሊ ብዘይ ስራሕ እንተ ተቀሚጦም።
ኣስተውዕል!
ኣብ ስዊዘርላንድ ዚነብሩ ደቂ ወጻኢ ድርብ ግብሪ ምእንታን ከይከፍሉ፡ ስዊዘርላንድ ምስ ብዙሓት ሃገራት ክልተኣዊ ናይ ግብሪ ወይ ፊሲካላዊ ውዕላት ጌራ እያ። እዚ ከኣ ንከም ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ፡ ማሕበር ስምምዕ ናጻ ንግዲ ኤውሮጳ፡ ኦስትርያ፡ ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ካናዳ፡ ቻይና፡ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ኒው ዘላንድ፡ ሩስያ ዘኣመሰላ የጠቓልል። እተማልኣ ዝርዝር ንምፍላጥ ንመርበብ ሓበሬታ ምምሕዳር ግብሪ ኮንፈደረሽን ተመልከት።

Related links: